መራሕቲ ኤርትራ፣ ግብጺን ሶማልን ኣብ ምኽባር ሉኣላውነትን ምቅላስ ግብረሽበራ ኣብ ሶማልን ንምህናጽ ትካላዊ ኣቃውማ ሶማል ኣብ ዝብሉ ጉዳያት ምስምማዖም ትማሊ ሓሙስ ኣብ ኣስመራ ዘካየድዎ ዋዕላ ...
(መብ)፡ህቦብላ ፍሎሪዳ ኣብ መገሻ ከሎ ከም ዘጋጠመ፡እንተኾነ ኣብ ስድራቤቱን ንብረቱን ዝወረደ ርኡይ ጉድኣት ከም ዘየለ ንድምጺ ኣመሪካ ተዛሪቡ። በዓልቲ ቤቱ ዮርዳኖስ ኣስገዶም ምስ ክልተ ኣዋልድ ...
Lebanon: Israeli airstrikes on central Beirut killed at least 22 people and wounded dozens as they left two neighborhoods ...
ኣይንፈላለ፡. ሕድሪ፡ ብርኩታን ካልእን ሓዊስካ ትሸዓተ ናይ መድረክ ድራማታትን፡ ምቁር መርዚ፡ መንገኛ፡ ስንክሳር ዝብሉ ዝርከብዎም 14 ፊልምታታን ንህዝቢ ዘቕረበን ካብዚኦም ን20 ዝደረሰን ዝኣለየን ስነ-ጥበበኛ እዩ። መምህር ጠዓመ ንከም በዓል ኤልሳ ኪዳነ፡ ሳልሕ ኢብራሂምን ሰምሃር እስቲፋኖስን ዝርከብዎም ን12 ...
ኣብ ክልል ትግራይ 60 ሚእታዊት ካብ መናእሰይ’ቲ ክልል ስራሕ ዘይብሎም ምዃኖም ሓላፊ ቢሮ ጉዳይ መናእሰይ ኣይተ ሓይሽ ስባጋድስ ገሊፆም። ዕድል ስራሕ ንመናእሰይ ንምፍጣር ዝግበር ፃዕሪ እኳ እንተሃለወ በቲ ክሳብ ሕጂ ዝተዓመ ግን ዕግበት ከምዘይብሎም ኣይተ ሓይሽ ወሲኾም ይሕብሩ። 158-ሽሕ ዝኮኑ መናእሰይ ኣብ ...
Trees and power lines were being cleared in Florida Friday and flooded neighborhoods were being mopped up after Hurricane ...
ወተሃደራዊ ሓይሊ እስራኤል ሎሚ ሓሙስ 10 ጥቅምቲ 2024 ኣብ ሊባኖስ ናይ ነፈርቲ ደብዳብ ብምፍጻም ንክልተ ኣዘዝቲ ሕዝቡላህ ቀቲለ ይብል ኣሎ። እስራኤል እቶም ኣዘዘቲ ኣሕመድ ሙስጠፋ ኣል-ሓጅን ...
The leader of the Sudanese paramilitary Rapid Support Forces (RSF), Mohamed Hamdan Dagalo, accused Egypt of being involved in airstrikes on the group's troops. The Egyptian foreign ministry denied the ...
Hurricane Milton brought floods and damaging wind to central and northern Florida Thursday, destroying homes and leaving at ...
The Palestinian Red Crescent reported that at least 27 people were killed and many others wounded after an Israeli airstrike ...
The southeastern U.S. state of Florida braced Wednesday for the arrival of powerful Hurricane Milton amid warnings of heavy ...
ተወላዶ ትግራይ ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ “ኣብ ሞንጎ መሪሕነት ህወሓት ዘሎ ኣፈላላይ ደማዊ ግጭት ከየስዕብ የሻቕለና” ይብሉ። እቲ ኣብ መንጎ መሪሕነት ህወሓት እናተጋደደ ይኸይድ ዘሎ ኣፈላላይን ...