ኣይንፈላለ፡. ሕድሪ፡ ብርኩታን ካልእን ሓዊስካ ትሸዓተ ናይ መድረክ ድራማታትን፡ ምቁር መርዚ፡ መንገኛ፡ ስንክሳር ዝብሉ ዝርከብዎም 14 ፊልምታታን ንህዝቢ ዘቕረበን ካብዚኦም ን20 ዝደረሰን ዝኣለየን ...
Lebanon: Israeli airstrikes on central Beirut killed at least 22 people and wounded dozens as they left two neighborhoods ...
Trees and power lines were being cleared in Florida Friday and flooded neighborhoods were being mopped up after Hurricane ...
እስራኤል ትማሊ ሓሙስ ኣብ ዋና ከተማ ሊባኖስ ማእኸላይ ቤይሩት ኣብ ልዕሊ ዕጡቓት ሕዝቦላህ መጥቓዕቲ ምክያዳ ስዒቡ ብውሑዱ ን22 ሰባት ሞይቶም ካልኦት 117 ቆሲሎም። ምምሕዳር ባይደን እስራኤል ኣብ ...
ኣብ ክልል ትግራይ 60 ሚእታዊት ካብ መናእሰይ’ቲ ክልል ስራሕ ዘይብሎም ምዃኖም ሓላፊ ቢሮ ጉዳይ መናእሰይ ኣይተ ሓይሽ ስባጋድስ ገሊፆም። ዕድል ስራሕ ንመናእሰይ ንምፍጣር ዝግበር ፃዕሪ እኳ እንተሃለወ በቲ ክሳብ ሕጂ ዝተዓመ ግን ዕግበት ከምዘይብሎም ኣይተ ሓይሽ ወሲኾም ይሕብሩ። 158-ሽሕ ዝኮኑ መናእሰይ ኣብ ...
Kenya: President William Ruto pledged on Friday an additional 600 officers for the U.N.-backed mission to Haiti, following a meeting with Haiti's visiting prime minister Garry Conille in Nairobi.
ኣብ ዝሓለፈ ሰንበት 6 ጥቅምቲ 2024 ኣብ ክልል ኣምሓራ፣ ወረዳ ዳባት ኣብ ዝርከብ መዓስከር ኣለምዋጭ ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ሰለስተ ኤርትራውያን ስደተኛታት ብጥይትን ብኻራን ተሃሪሞም ከምዝቖሰሉ ...
ብዕድመ መንግስቲ ኤርትራ ናይ ሰለስተ መዓልታት ናይ ስራሕ ምብጻሕ ንምክያድ ፕረዚደንት ሶማልያ ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ ሎሚ ረቡዕ 9 ጥቅምቲ 2024 ኣስመራ ኣትዮም። እቲ ብፕረዚደንት ሓሰን ሸኽ ዝምራሕ ...
ሰራዊት እስራኤል ኣብ መላእ ቓዛ ንሓማስ ዒላማ ዝገበረ ደብዳብ ነፈርቲ ምክያዱ ኣፍሊጡ። እቲ ዒላማ ሓማስ ሮኬታት ዝትኩሰሎም ከባቢታት'ዮም ዝተባህሉ ከምዝርከብዎም ተሓቢሩ'ሎ። ሓማስ ብወገኑ ኣብ ጥቓ ...
መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣንፃር ዕጡቅ ጉጅለ ፋኖ ወታሃደራዊ ስርሒት ከምዘፅዕቅ ድሕሪ ምግላፁ ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ኣምሓራ ዝተፈላለየ ከባቢታት ኩናት ተጉሃሂሩ’ሎ። ኣብ ዞባ ምዕራብ ጎጃም ወረዳ ደጋ ዳሞት ...
ምኽትል መራሒ ሕዝቦላህ ናዒም ቃሲም ነቲ ኣብ ዶብ ሊባኖስን እስራኤልን ንዘሎ ጎንጺ ምቁራጽ ተጻብኦ ንምግባር ዝካየዱ ጻዕሪታት ጉጅለኦም ከምዝድግፎ ሎሚ ሰሉስ ገሊጾም። ቃሲም ወሲኾም ሕዝቦላህ ...
ፓርላማ ኢትዮጵያ ሎሚ 7 ጥቅምቲ 2024 ኣብ ዝወዓለ ኣኼባ ሚንስተር ጉዳያት ወጻኢ'ታ ሃገር ኮይኖም ከገልግሉ ዝጸንሑ ኣምባሳደር ታየ ኣስቀስላሴ ሻድሻይ ፕረዚደንት ኢትዮጵያ ኮይኖም ተመዚዞም።። ሎሚ ...